I'm Adhanet M. Zereabruk. I'm a Licensed Professional Counselor. Transformational Parent Coach. Autism MoM. I am all for a healthy and holistic lifestyle: Mind, Body, Emotions, and Spirit. This channel is dedicated to Educate, Inspire and Empower you to Transform your life from where you are to where you are meant to be. I will provide psycho-education on Mental Health: autism, self-development, confidence, family, community, healthy eating, education & more.
ስመይ ኣድሓነት ዘርኣብሩኽ ይብሃል. ናይ ስነ-ኣኣምሮ ኣማኻሪትን ኣሰልጣኒትን ናይ ወለድን እየ። ኣብዚ ቻነል ብዛዕባ ሳይኮሎጂካል ትምህርቲ፡ ስነ ኣእምራዊ ጥዐና፡ ንስነ ኣእምራውን፡ ኣካልላውን፡ መንፈሳውን ዕብየት ዝሕግዙ ሓበረታ ክመሓላልፍ እየ።
ኣገዳሲ ሓቤረታ ዘይተሓታትነት (Disclaimer):
ኣብዚ ቻነል መደብ ኣድሓነት ዘለዉ ትሕዝቶታት ንሐበሪታ ጥራይ ዝተዳለወ እዩ። ንዝዀነ ናይ ሕክምናዊ ምርመራን ክንክንን ኣቀዲምካ ንሓኪም ተወከስ።
ኣብዚ ነቕርቦ ብዛዕባ ዝዀነ ፍርያት ሓበሬታን መግለጽን ንምርመራን ክንክን ንሕውየት ኰነ ንምክልኻል ቅድሚ ምጥቓምካ ምስ በዓል ሞያ ሕክምና ተዘራረብ። ዝዀነ ኣብዚ ነቕርቦ ናይ ምዕዶ/ምኽሪ ትሕዝቶ፥ ናይ ሕክምና ብዓል ሞያን ምኽርንን ዝትክእ ኣይኰነን። ንዝዀነ ዝመጽእ ሕቶን ክስን ከኣ ተሓታት ኣይንወስድን።