ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩልኩም ይኹን ኣሕዋትን ኣሓትን ።
እዚ ሚድያ :እምቅድመ ዓለም ሚድያ ዝብል ኮይኑ: ካብ ቅዳሴ ዲዮስቆሮስ ዝተወስደ'ዩ :ትሕዝትኡ ከኣ ህላወ እግዚኣብሔር ዝገልጽ ቃል ኢዩ::
ከምዚ ከኣ ይብል: እግዚኣብሔር ቅድሚ ዓለምን ክሳዕ ዘልኣለምን ኣብ መንግስቱ ኣሎ: እግዚኣብሔር ብሠለስትነቱ ኣሎ: እግዚኣብሔር ብመለኮቱ ኣሎ::
በዚ ሚድያ ከኣ ኦርቶዶክሳዊ ዝኾነ ትምህርቲ : ስነ-ጽሑፋ : መዝሙር : ግጥሚ : ድራማ ዝቀርበሉ መንፈሳዊ ሚድያ ኢዩ ።
subscribe ብምግባር ቤተ ሰብ ናይ 'ዚ ሚድያ ክትኮኑ/ና ብክብሪ ይዕድም ።
May God's peace be with you all, brothers and sisters.
This media : Before the World Media is taken from the Mass of Dionysius : its content is the word of God's presence. It says: God is in His kingdom before the world and forever, God is in His Trinity, God is in His divinity. It is a spiritual media through which orthodox teachings, literature, hymns, poetry and drama are presented. subscribe and become a family of this media.