Channel Avatar

[object Object] @UCRVcx_B7AnMQ2_BeS1n3D2g@youtube.com

2.9K subscribers - no pronouns :c

More from this channel (soon)


LIVE
#ሓንቲ ጓልን ሓደ ወዲን እሲ ንምንታይ እዮም መሓዙት ኮይኖም ክነብሩ ዘይክእሉ ምክንያት#
02:03:29
#ኣብዛ ዓለም እዚኣ ብታሓጓስንብፍቅርን ብጥዕናይንንክነብር እንታይ እንታይተማኩሩኒ ምክርኩም ክቅበል ይፅበ ለኩ ቡሉፃተይ#
04:24:09
#ኣብዛ# ሕጂ #ሰዓት# ምሳይ እንተ ዝህሉ ትብልዎ ሰብ መን'ዩ..........ኣነ ኣደይ#
05:07:00
#ኣብ ናትካ ዕድመ ከይበፀሑ ብዙሓት ሰባት ሞይቶም እዮም ንሰኻ ግን ብፍቃድ እግዚአብሔርብህይወት ኣለኻ እግዚአብሔር ኣመሰግን#
05:01:57
ኽትሰምዕ እምበይ ኽትዛረብ ዘይትኽእል ፍለጥለይ👋😀
02:53:40
ሙከራ
03:40:52
#ሓፈሻዊ ሕቶ ፦ድንገት ብዘይ ቖፀሮዝመፅኡ 3ተነገራት ጥቐሱ ?.#
04:39:28
#ሕቶ ንጓልዘፍቅረ ወዲ ታይዓይነትምልክታት የርኢ ?
05:09:08
#ኣብ ሓዳር ፍትሕ ጠንቂ ፍታሕ ድዩ ? #
03:20:23
#ምረፁ እንተትባሃሉ መን መምረፅኩም?1,ብርክት ዝበለ ገንዘብ 2,ዓሚቁ አታሓሳስባ#
03:45:56
#ተፍቅርዎ ሰብ ምሰ ካልእ _ ሰብ ፍቅሪ ተዝጅምር እንታይምገበርኩም #
03:17:36
#ኣብ ሂወትኩም ዘጣዕሰኩም ጌጋ ኣሎ ዶ??መዓዝ#
03:30:18
ከመይ ቀኒኩም #ንዑ ተሓጉሱ ምሳይ ቀታ ሊብ#👋
04:52:58
#ሂዋነይ👑💜ምስጢር ዓወት ኣብ ተግባርን ተፃዋርነትን እዩሞ!ፀዋርን መመስገኒትን ኩኒ።#
04:04:19
#ወላ ተሰፋ ትገብረሉ ሰብእንተ ሰኣንካ ተሰፋ ዘየትቐርጸሉ ፋጣሪ ኸኣ ኣለኻ #
03:09:55
#ብናይ እግዚአብሔር ምሕረትንሓለዋን እየ ብህይወት ዘለኹዝብል ሰብ ንእግዚአብሔርየመሰግኖ ።ተመስገን ኣምላኸይ#
07:09:06
#ብዘይ ብኡ ክነብርኣይክእልን ዝብሎ ኣካልእንተ ሃለወ እግዚኣብሄርኣምላኽ ጥራይ እዩ#
02:48:22
#ሰይጣን ንኸጥፍኣኒ ክንደይፈቲኑ፡ እቲ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ ግን ኣድሓነኒ#
05:36:15
#ካብቲ ንስኻ ካብ መከራ ሥጋን ነፍስን ምስ ደኃንካ እትሕጎሶ ንላዕሊ እግዚኣብሄር ብምድኃንካ ይሕጎስ”ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈ-ወርቅ#
03:18:05
#እግዚኣብሄር ኣብ ኩሉ ቦታ ኣሎ፡ ነቶም ዝደልይዎን ናብ ቤቱ ዝመጹን፡ ንዕኡ ድማ ኣበርቲዖም ዝሰርሑን ግን የፍቕሮም እዩ።-አቡን እግናጥዮስ#
06:42:32
#ጽባቐ ነፍሲ ብብርሃን ደገኛ-ግብሪ የብርህ፡ ካብ ዝኾነ ግዳማዊ ጽባቐ ንላዕሊ ድማ ይኸብር#
06:45:06
#ጽባቐ ነፍሲ ምስሊ ኣምላኽ እዩ፣ እቶም ካብ ኃጢኣት ነፍሶም ዘንጽሁ ድማ መለኮታዊ ምስሊ የንጸባርቑ#
05:21:34
#ኩሉ ግዜ ንህዝቢ ኣስተብህል ንሓጎስካ ሕጉሳት፡ ንሓዘንካ ድማ ዝሓዝኑ። ኣብ ልብኻ ፍሉይ ቦታ ዝግብኦም እዮም#
02:09:39
#ከዋኽብቲ ደሚቖም ዝረኣዩ ኣብ ጸልማት እዩም ' ንስኻ ውን ኣብ ጉዕዞ ህይወትኻ ዘጋጥሙኻ መሰናኽልን ጸበባን ንድመቀት ንዓወት ከምዝኾኑ ኣይትዘንግዕ#
03:23:12
#ፈጣሪ ትኽክለኛ ግዜ ኣለዎ' ኣይቅልጥፍን ኣይዝግዕን ' ንእሽተይትዕግስቲና ዓቡዪእምነት ይሃልኻ እንበር' ዝደለኸዮ ኩሉ ክኸውን ዩ#
04:34:31
#ትፈትዎ ነገር ንኽትረክብ ተደሊኻ' ንዝጸለእኻዮ ነገር ትዕግስቲ ይሃልኻ"#
04:06:08
#ኣይነሰትውዕልን ኾይና እንበር እግዚኣብሔር ንፀሎትና በቲ ንደልዮ ዘይኮነሰ በቲ ዘድልየና ጌሩ'ዩ ዝመልሰልና#
02:19:22
#ትፈትዎ ነገር ንኽትረክብ ተደሊኻ‛ ንዝጸለእኻዮ ነገርትዕግስቲ ይሃልኻ”#
02:54:55
#ግዜ ብሓቂ ኣገዳሲ ዝኾነ ነገር ዘርእየና ድንቂ መንገዲ ኣለዎ#
08:16:21
#ኣብ ጉዕዛ ህይወትካ ብቡዙሕ ነገራ ክትፍተን ትኽእል አካ' ንስኻ ግን ኣይተማርር' ኣይትሕዘን' ተስፋ ኣይትቁረጽ ትዕግስቲ ግበር ዝኹሉ ፈተና ብሓደ ማዓልቲ #
02:31:11
#1.እቲ ዝዓበየ ህያብ _እዩእቲ ዝጸበቀ መልኽዕ ደማ __እዩ መልሱ#👋
04:26:18
#ንሰባት ከተሐጉስ ዕድል እንተሃልዩካ ጥራይ ግበሮ። ሓደ ሓደ ግዜ ሰባት ስቕ ኢሎም ይቃለሱ ኣለዉ። ምናልባት ፡ እቲ ናትካ ናይ ሕያውነት ተግባርመዓልቶም
04:34:59
#ተስፋ ዝቐረጸ ሰብትም ኢልካ ኣይትራኣዮናይ ተስፋ ቃላትለግሰሉ ኣታባባዓዮ#
07:45:03
#ዕድመ ሓጻር እያ፡፡ ናይ መወዳእታ ትንፋስና መዓስ ምዃኑ ፈጺምና ኣይንፈልጥን ኢና፣ ስለዚ ኩሉ ግዜሕያዎትን ሕጉሳትንክንከውን ክንመርጽ ኣሎና#
03:02:33
#እንታይ ክጋገ ከም ዝኽእል ምፍራሕ ኣቋርጽ። እንታይ ቅኑዕ ክኸይድ ከም ዝኽእል ክትሕጎስ ጀምር#
08:57:35
#እግዚኣብሄር ካብጸገማትናን መከራናንስለ ዚዓቢ ፡በዚ ሎሚ ዘሎ ጸበባ ዘይኰና በቲንሱ ጽባሕ ዝገብሮ ራህዋኢና ንትስፎ።ምኽንያቱ እዚ ናይ ሎሚስቓይ ፡ ጽባሕ #
02:43:05
#ኩሉ ብሰላም፡ ብፍቕሪ፡ ምስጋና ዘሕለፍካዮ ህሞት ብጽቡቕ ዘሕለፍካዮ ህሞት እዩ፡ ትኹረትካ ኣይትዘናግዕ፡ ህይወት ብፍቕርን ምስጋናን ምስ እትሓልፍ ዝያዳ
08:09:47
#ምሕረት ምግባር ካብ ሕነ ምፍዳይ ኣዝዩ ይበልጽ እዩ#
01:23:07
#ፈተና በዚሑኒ ኢልኻ ዓቅልካ ኣይ ተጽብብ ዓለም መፈተኒት እምበር መንበሪት ኣይ ኮነትን#
03:04:41
#ትዕግስቲ ደኣ ይሃሉኻ እምበር፡ ድሕሪ ብርቱዕ ዝናብ ጸሓይ፡ድሕሪ ብዙሕ መከራ ምሕላፉድማ ሓጎስ እዩ ዝመጽእ#
07:57:23
#ዝዓበየ ሃብቲ ጥበብ እዩ። ዝሓየለ መሳርያ ትዕግስቲ እዩ። ዝበለጸ ድሕነት እምነት እዩ። ዝዓበየ መግቢ ስሓቕ እዩ። እቲ ዘገርም ኩሎም ብጥርሑ እዮም ዝርከቡ#
02:10:47
#ሓያል ክትከውን እንተደሊኻ፡ በይንኻ ከተስተማቕር ተማሃር#
02:03:59
#ንፍሉይ ኣጋጣሚ ዝኾነ ነገር ፈጺምካ ኣይትዕቅብ፣ ብህይወት ምህላው እቲ ፍሉይ ኣጋጣሚ እዩ#
07:34:16
#ንሓድሕድና ሕያዋይ ክንከውን ኣብ ዝኾነ ነገር ክንሰማማዕ ኣየድልየናን እዩ#
03:24:58
#ፈጺምካ ተስፋከይተቋርጽ። ሎሚ ከቢድ እዩ፡ ጽባሕ ክኸፍእ እዩ፡ ድሕሪ ጽባሕ ግን ጸሓይ ክትበርቕ እያ#
08:48:05
#ዅሉ ሰብ ክገድፋ ኣምላኽ ግና ከም ዘይገድፈካ እንተ ትኣምን ክንደይ ዕረፍቲ ዝህብ ሓሳብ ይመስለካ#
08:28:55
#ህይወት ኣይትተሓላለኽ። ንዘልኣለም ኣብዚ ኣይንህሉን ኢና። ግዜኻ ኣዝዩ ክቡር ስለ ዝኾነ ኣብ ዕሽነት ከተጥፍእ ኣይትኽእልን ኢኻ#
03:35:43
#ትዕግስቲ ኣይትጥፍኡ። ሓደ መዓልቲ ኣብ ልብኻ ዘሎ ብርሃን መንገዲ ከርእየካ እዩ#
05:56:53
#ዓወት ብኣጋጣሚ ኣይኮነን።ጻዕሪ፡ ጽንዓት፡ ምምሃር፡ ምጽናዕ፡ መስዋእቲ ልዕሊ ኩሉ ድማ ፍቕሪ ናይቲ እትሰርሖ ወይ እትመሃሮ ስራሕ እዩ#
05:30:10
#ህይወትካ ህያብ እዩ። ብዘይ ኣድላይነት ኣይተባኽንዎ። ጽቡቕ ጌርካ ንበር። ንኻልኦት ድማ ዓቢ ኣሰር ምግዳፍ#
01:07:17
#"ክንደይ ጸልማት ብዘየገድስ ኣጆኻ፡ እቲ ህቦብላ ክውዳእ እዩ፡ ቀስተ ደመና ድማ መሊስካ ክትሪኦ ኢኻ#
04:57:07
#ንነብሰኹም ብሓንቲ ቃል ግለፅዉኣ እንተተብሃሉብምንታይ ምገለፅኩማ ?#
09:19:11
#ምጽባይ ተማሃር፡ ኩሉ ግዜ ንኹሉ ግዜ ኣሎ።#
02:57:33
#ሕቶ ጥምቀት ማለት ታይ ማለት እዩ?ንምንታይ ኢና ኸ ብማይ ንጥመቅ?#
04:34:28
#ህይወትካ ቀሊል ይኹን።ዕላማኻ ንጹህ ይኹን።ንህይወት ዓሚቝ ፍቕሪ ይሃልኻ።ዓሚቕ ፍቕርን ምክብባርን ይሃልኻንገዛእ ርእስኻ።ናይ ባዕልኻ ብሉጽ ስራሕ ድማ ፍጠር#
02:21:37
#ንሓደ ፍጡር ወዲ ሰብ* ሰብ ከብሎ ክእል ነገር እንተ:ሎ ሕልና ምስ ዝህልዎ ዩ,!! ሕልና ዚጎድሎ ሰብ ሓልዮት ዘይፈልጥ,ርህራሀ ዘይብሉ ዩ,!!#
02:39:13
#ጽባሕ እንታይ ከምጽእ ኣይንፈልጥን ኢና።ስለዚ ብዙሕ ኣይትዕበድ።ይቕረ ምባልን ብምሉእ ልብኻ ምፍቃርን ተማሃር። ብዛዕባ እቶም ዘይፈትዉኻ ሰባት ኣይትጨነቕ#
01:16:08
#ኣብዛ ዓለም ዋላ ሓንቲ ከም ዘይብልካ ተረዳእ። ኩሉ ኣብ ከባቢኻ ዘሎ ግዝያዊ ጥራይ እዩ። እቲ ኣብ ልብኻ ዘሎ ፍቕሪ ጥራይ እዩ ንዘልኣለም ዝጸንሕ#
02:02:30
#ጓል ኣንሰተይቲ ካብ ኣብ ፍቅራዊሂወት ትገብሮምግጋታት እንታይ እዮም# ?