Channel Avatar

ከመ አበዊነ Keme Abewine @UCQm6SQfLIFC_RagNlnjQrvQ@youtube.com

4.3K subscribers - no pronouns :c

ናይቲ ሚድያ ዓላማ ፡ ብቃለ እግዚአብሔር ዝተሃነፀ፣ እምነትን ስርዓትን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤ


Welcoem to posts!!

in the future - u will be able to do some more stuff here,,,!! like pat catgirl- i mean um yeah... for now u can only see others's posts :c

ከመ አበዊነ Keme Abewine
Posted 8 months ago

ዝተኸበርኹም ናይ ሚድያ ከመ አበዊነ ተኸታተልቲ፣ ብዘጋጠመ ናይ ቴክኒክ ፀገም ምኽንያት ናይ ሎሚ መደብና ፅባሕ ሰንበት ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ክቐርብ እዩ። ንዝተፈጠረ ፀገም ይቕርታ ንሓትት።

27 - 4

ከመ አበዊነ Keme Abewine
Posted 1 year ago

ዝኸበርኩም ህዝበ ክርስቲያን እንቋዕ ንሓዱሽ ዓመት ኣብፀሐኩም እናበልና ብሚድያ ከመ አበዊነ ዝተዳለወ ፍሉይ መደብ ክትከታተሉ ብክብሪ ንዕድም።

ግዜ: ሰሉስ 12:00 ብግእዝ

87 - 6

ከመ አበዊነ Keme Abewine
Posted 1 year ago

ብመንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ከገልግሉ ዝተመረፁ ኤጲስ ቆጶሳት-

ኣብ ትግራይ ከገልግሉ ዝተመረፁ ኤጲስ ቆጶሳት:
፩. መጋቤ ሐዲስ ቆሞስ አባ ዘሥላሴ ማርቆስ
፪. መልኣከ ገነት ቆሞስ አባ ሃ/ሚካኤል ኣረጋይ
፫. ሊቀ ኣእላፍ ኣባ እስጢፋኖስ ገ/ጊዮርጊስ
፬. ንቡረእድ ቆሞስ ኣባ መሓሪ ሃብቴ
፭. ቆሞስ ኣባ ኤልያስ ታደሰ ገብረኺዳን

ኣብ ወፃኢ ሃገራት ተመዲቦም ከገልግሉ ዝተመረፁ ኤጲስቆጶሳት:
1) ቆሞስ ኣባ ሰረቀ ብርሃን ወልደሳሙኤል
2) መልኣከ ገነት አባ ፅጌገነት ኪዳነ ወልድ
3) አባ ዘርኣዳዊት ብርሃነ
4) መልኣከ ፀሐይ ቆሞስ አባ ዮሐንስ ከበደ
5) መልኣከ ፀሐይ አባ የማነ ብርሃን ወልደሳሙኤል


Source: Tigray TV

96 - 2

ከመ አበዊነ Keme Abewine
Posted 1 year ago

ሰላም ክቡራን ተኸታተልቲ መደብና። ብምኽንያት ዘጋጠመና ናይ ቴክኒክ ፀገም መደብ ሕይወተ ወራዙት ክነመሓላልፍ ብዘይምኽኣልና ይቕረታ እናሓተትና ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ክመሓላለፍ ምኻኑ ክንሕብረኩም ንፎቱ።

40 - 8

ከመ አበዊነ Keme Abewine
Posted 1 year ago

ግንቦት 11, 2015 ዓ.ም ሰዓት 12 ኣጋምሸት ይፀበዩና።

103 - 3

ከመ አበዊነ Keme Abewine
Posted 1 year ago

ሰላም ክቡራን ተኸታተልቲ መደብና። ብምኽንያት ዘጋጠመና ናይ ቴክኒክ ፀገም መደብ ሕይወተ ወራዙት ክነመሓላልፍ ብዘይምኽኣልና ይቕረታ እናሓተትና ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ክመሓላለፍ ምኻኑ ክንሕብረኩም ንፎቱ።

54 - 4

ከመ አበዊነ Keme Abewine
Posted 1 year ago

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።

ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ዝትርከቡ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ህዝበ ክርስቲያን፡ እግዚአብሔር አምላክና ሰሙነ ሕማማት ብሰላም ብጥዕና ኣፈፅሙ ንበዓል ትንሳኤ የብፅሐና። ሚድያኹም ሚድያ ከመ አበዊነ #ብሊቃውንቲ_ቤተክርስቲያን ዝቐርቡ ናይ #በዓል_ትንሳኤ ፍሉይ መደባት ኣዳልዩ ኣሎ፣ ስለዝኾነ እውን ነዞም መደባት ንኽትከታተሉ ኣቐድምና ብኽብሪ ንዕድም።

እቶም መደባት ዝፍነውሉ፡
ዕለት፡ ሚያዝያ 8, 2015 ዓ.ም [April 16, 2023]
መዓልቲ፡ ሰንበት
ሰዓት፡ 12 ኣጋምሸት (ብግእዝ ኣቆፃፅራ)

#ትንሳኤ
#ፋሲካ
#ከመ_አበዊነ #kemeabewine

104 - 6

ከመ አበዊነ Keme Abewine
Posted 1 year ago

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።

ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ዝትርከቡ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ህዝበ ክርስቲያን፡ እንኳዕ ን #በዓለ_ሆሣዕና ኣብፅሐኩም። ሚድያኹም ሚድያ ከመ አበዊነ #ብሊቃውንቲ_ቤተክርስቲያን ዝቐርቡ በቢመዓልቱ (ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ) ዝፍነዉ ናይ #ሰሙነ_ሕማማት ፍሉይ መደባት ኣዳልዩ ኣሎ፣ ስለዝኾነ እውን ነዞም መደባት ንኽትከታተሉ ኣቐድምና ብኽብሪ ንዕድም።

እቶም መደባት ዝፍነውሉ፡

ዕለት፡ ሚያዝያ 2 - 6 / 2015 ዓ.ም [April 10 - 14 / 2023]

መዓልቲ፡ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ

ሰዓት፡ 12 ኣጋምሸት (ብግእዝ ኣቆፃፅራ)

#ትምህርቲ_ሰሙነ_ሕማማት

#መከራ_መስቀል

#ዓብዪ_ጾም

#ከመ_አበዊነ #kemeabewine

78 - 6

ከመ አበዊነ Keme Abewine
Posted 1 year ago

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ሚድያ ከመ አበዊነ፡ ንሎሚ ረቡዕ ዝቐርብ ዝነበረ ሰሙናዊ መደብ ብናይ ቴክንክ ፀገም ምኽንያት ንፅባሕ ሓሙስ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ከም ነቕርብ ንገልፅ ንፎቱ።

53 - 5

ከመ አበዊነ Keme Abewine
Posted 2 years ago

ዝኸበርኩም ህዝበ ክርስቲያን ኣብ ሕድሕድ ናይ ዓብዪ ጾም ሰንበት ብግእዝ ሰዓት 12:00 ተኸታተልቲ ስነፅሑፋት ከምንለቅቕ ብትሕትና ንገልፅ።

78 - 10