በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን።
ብቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም Hamburg, Germany ዝዳሎ ዝተፋላለየ መንፈሳዊ መደባት ሒዛትልኩም ትመጽእ ኣላ።
እግዚኣብሔር ጽቡቅ ምጅማር ክገብረልና ብጸልትኩም ክትድግፉና ንምሕጸን።
ንዝተፋላለየ መደባትና ንምክትታል Subscribe, Share, Like
ንእትህቡና ሃናጺ ዝኮነ ሓሳባትን ነቐፌታን ዘተፋላለየ ርእይቶታትን ኣቀዲምና ነምስግን።