ሰላም ሰላም ኩቡራት ዓማዊልና ተኽታተልቲ ቻነል S M ER ኣቀዲምና ዕዙዝ ስላምታና ብምቅራብ S M ER ኢንተርተይመንት ንዓኹም ንኹቡራት ዓማዊልና መሃርን ኣዘንጋዕን መደባት ሒዝና ብሓድሽ መልክዕ ተዳሊና ደበኽ ኢልና መጺና ኣለና ስለዚ ኣብ መደብና ዝፍኖ ሓደሽቲ ቪድድታት ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም ኮመንት ብምግባር ድማ ሃናጺ ርኢቶኹም ክትቡና ብሃንቀውታ ንጽበ ላይክ ሼር ብምግባር ድማ ናይ ወትሩ ደገፊታኹም ብሃንቀውታ ንጽበ ኤልያና ኤልዳና ኢንተርተይመንት ንዓኹም ንኹቡራት ዓማዊልና ንምሕጎስ ብ ፤ ሒጸርቲ ፊልታት ፤ ብ ኮሜዲ፤ ፤ ሓደሽቲ ሙዚቃ ፤ ብ ምሙልሉእ ፊልም ፤ብ ንናይ መንገዲ ሕቶታት ፤ ብ መዘንግዕ ካሜራ፤ ብ ንናይ መድረክ ደርፍታት ፤ ከነቅርበልኩም ሙዃና ብኽብሪ ነበስረኩም ዝዘጋሕናዮ ቪድዮ ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ዓማዊልና ክትኮኑ ብኽብሪ ንላዎበኩም S M ER ኢንተርተይመንት ።