Channel Avatar

VOA Tigrigna @UCEr1C72jA5e-mDHvlyDV24Q@youtube.com

45K subscribers - no pronouns :c

🔵ድምጺ ኣመሪካ ዞባዊ ዓለምለኸ ዜናን ዝተፈላለዩ መደባትን ብቋንቋ ትግርኛ ይፍንው። 🔵 V


▶ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና 27 ሕዳር 2024 ▶️ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና 26 ሕዳር 2024 ▶ ሶማልያዊያን ነቲ ብፓርላማ’ታ ሃገር ዝሓለፈ ለውጢ ኣብ መስርሕ ምርጫ’ታ ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላጽ ኣብ ጎደናታት ሞቃዲሾ ሰልፊ አካይዶም። ▶ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና 25 ሕዳር 2024 ▶️ ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊ ዜና 22 ሕዳር 2024 ▶️ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና 21 ሕዳር 2024 ▶ ሎሚ 21 ሕዳር ተዘኪሩ ዝውዕል ዓለምለኸ መዓልቲ ክብረ-ወሰን(ጊነስ ቡክ ኦፍ ሪከርስ) ናይ ዓለምና ዝንወሓትን ዝነኣሰትን ሰባት ኣብ ተራኺበን ▶️ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና 20 ሕዳር 2024 ▶️ ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና 19 ሕዳር 2024 ▶ መራሕቲ ብቁጠባ ዝማዕበላ ሃገራት ጉጅለ-20 ኣብ ብራዚል ከተማ ሪዮ ደ ጀነርዮ ዝቃናዕ ዘሎ ዋዕላ ንምስታፍ ናብታ ሃገር ኣብ ዝኣተውሉ። ▶️ዞባዊን ኣህጉራዊን ሓጸርቲ ዜና 18 ሕዳር 2024 ▶ኣብ ብራዚል ዝበጽሑ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን 17 ሕዳር ዓለምለኸ መዓልቲ ምዕቃብ ኮይና ክትዝከር ዝእውጅ ኣዋጅ ፈሪሞም። ▶️ተስፋ -- ቃልሲ ኣንጻር ድርብራብ መሰናኽላት ▶️ ብድሆታት ኣብ ምዕባይ ኣፍልጦ: ምዕባለታት ሕክምና ሕማም መንሽሮ ምስ ዶ/ር ኣሮን ከፈላ ▶️ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና 14 ጥቅምቲ 2024 ▶️ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊ ዜና 13 ጥቅምቲ 2024 ▶️ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊ ዜና 8 ሕዳር 2024 ▶️ኣምስተርዳም -ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ እስራኤል መጥቓዕቲ ድሕሪ ምፍፃሙ 5 ሰባት ሆስፒታል ምእታዎምን 62 ድማ ምእሳሮምን ፖሊስ'ታ ከተማ ሓቢሩ። ▶ ዓመተ 2024 ኣብ ታሪኽ እታ ዝወዓየት ዓመት ከምዝኾነትትካል ኩነተ ኣየር ኣውሮጳ ኣፍሊጡ። ▶️ ኢራን- ንበይና ክዳውንታ ብምውጻእ ተቃውሞ ንዘካየደት ጓል ኣንስተይቲ ▶️ኣብ ገምገም ሩባ ሳርዩ ኮይኖም ንልደት እቲ መድሕና ዝብልዎ ሎርድ ራም ንምጽንባል ህንዳውያን 2.51 ሚልየን መብራህቲ ካይላ ወሊዖሞ። ▶ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊ ዜናታት 30 ጥቅምቲ 2024 ▶️ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና 29 ጥቅምቲ 2024 ▶ እስራኤል ንናይ ሕ/ሃ ኤጀንሲ ስደተኛታት ፍልስጤማዊያን ኣብታ ሃገር ስርሑ ደው ከብል ወሲና 🗳 ፕረ.ባይደን ብመሰረት ኣቐዲምካ ድምጺ ናይ ምሃብ መስርሕ ኣብ ዝዓበየሉ ግዝኣት ደላወር ድምጾም ንሕጽይቲ ዲሞክራሲያዊት ሰልፊ ካመላ ሃሪስ ሂቦም። ▶ ዞባዊን ኣህጉራዊን ሓጸርቲ ዜናታት 28 ጥቅምቲ 2024 ▶ ሰራዊት እስራኤል ብቕድሚ ትማሊ ቐዳም እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ዘካየዳ ነፈርቲ ምዃነን ብምግላጽ ምስሊ እተን ነፈርቲ ዘርጊሑ'ሎ። ▶️ ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜናታት 25 ጥቅምቲ 2024 ▶ኤርትራዊት ካናዳዊት ሰላም ፍሰሃየ ንባህላዊ ፍልልያትን ተኣፋፍነትን ጥዕና ስነ - ኣእምሮ ምኽራ ትልግስ ▶️ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ትማሊ ረቡዕ ኣብ ዋዕላ ሃገራት ብሪክስ ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ክልቲኣዊ ርክብ ጌሩ። ➡️ ኣብ ካሃን ዮኒስ ዘለው ፍልስጤማዊያን ባኒ ንምርካብ ክዳፍኡ ይረኣዩ። | ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ ▶️ ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜናታት 23 ጥቅምቲ 2024 ▶️ዞባዊን ኣህጉራዊን ሓጸርቲ ዜናታት 22 ጥቅምቲ 2024 ▶ ህቡብ ድምጻዊ ስቲቭ ወንደር ሕጽይቲ ተወዳዳሪት ዲሞክራዊያዊያን ፓርቲ ካመላ ሃሪስ ተካይዱ ዝነበረት ወፍሪ ምርጫ ተረኺቡ ንጽንብል ልደታ መዝሙር ዘሚሩ። ▶️ ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንተኒ ብሊንከን ምስ መራሕቲ እስራኤል ንምዝርራብ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ከተማ ቴል-ኣቪቭ ኣትዩ’ሎ። ▶️ ሓጸርቲ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜናታት 21 ጥቅምቲ 2024 ▶ ሕጹይ ሪፖብሊካን ፓርቲ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ፔንስልቫንያ ዘካየድዎ ወፍሪ ምርጫ ኣብ ሓደ ማክዶናልድ ንቁሩብ ጊዜ ከም ሰራሕተኛ ኣገልጊሎም። ▶️ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜናታት 17 ጥቅምቲ 2024 ▶ ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ልሙድ ዘይኮነ ምብጻሕ ኣብ ግብጺ የካይዱ ▶️ፈላሞት ካብ ኢጣልያ ናብ ኣልባንያ ዝገዓዙ ስደተኛታት ትማሊ ረቡዕ ኣብ ወደብ ሸንግጂን ኣትዮም። ▶ሓጸርቲ ዜናታት 16 ጥቅምቲ 2024 ▶️ ሰሜን ኮርያ ምስ ደቡብ ኮርያ ንዘራኽብ መንገዲታትን ትማሊ ሰሉስ ምዕናዋ ተገሊጹ ▶ ሓጸርቲ ዜናታት ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 11 ጥቅምቲ 2024 ▶ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ናይጀርያ ድሕሪ ንሰዓታት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ሊብያ ምርሕራሖም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ▶️ግጭት ኣብ መንጎ እስራኤልን ሊባኖስን ኣብ ዝዓረገሉ ስዑዲ-ዓረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ሊባኖስ ተበጽሕ ▶ ኣብ ግብጺ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግጫው ባቡር 1- ሰብ ሞይቱ ኣስታት 20 ቆሲሎም። እስራኤል ኣብ ከተማ ቤይሩት ብዝፈጸመቶ ደብዳብ 22 ሰባት ሞይቶም| ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ ▶️ ህቦብላ ሚልቶን ኣብ ፍሎሪዳ