Axumawian News
196 videos • 440 views • by Axumawian Media Network
1
ሰበስልጣናት ካብ ሃገር ከይወፁ ተኣጊዶም፣ ብሄራውያን ወድባት ኤርትራን ትግራይን ብሓደ ክሰርሓ፣ ኣዋጅ ዳግም ወራር- ግንቦት ፯ /፳፻፲፬ ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
2
ንዝተፈፀመ ገበን ህዝቢ ኤርትራ ሓላፍነት ክወስድ ይግባእ፣ጉዳይ ፀጥታ ትግራይ ፣ ኣብ ትግራይ ግልፂ ዝኾነ ምፅናት ዓሌት ይፍፀም ኣሎ! ግንቦት ፰/፳፻፲፬ ኣ/ኣ
Axumawian Media Network
Download
3
ክባን ዕፅዋን ክንሰብሮ ኢና፣ ኲናት ትግራይ፣ ሰራዊት ኤርትራ ፣ሓድሽ ኣሰላልፋ ፖለቲካ ቐርኒ ኣፍሪካ 05/16/2022
Axumawian Media Network
Download
4
ዳግማይ ኲናት፣ቤት ፍርድን ት.እ.ም.ትን፣ጭውያ ሰበስልጣናት፣ኣነውን ፋኖ እየ-ኢ/ነር ይልቃል፣ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ ሶማልያ ንምንታይ? 05/17/2022
Axumawian Media Network
Download
5
ክሲ መንግስቲ ትግራይ፣ንሰራዊት ሸዓብያ ክነጥፍኦ ኢና፣ብልፅግና ግብረ ራዕዲ እዩ-ፋኖ፣ዓሌታውነት መርዚ እዩ-ባይደን 05/18/22
Axumawian Media Network
Download
6
ፍሽለት ዲፕሎማሲ ህወሓት፤ ተፃብኦታት ደው ምባል ዕውት ኣይኮነን-ኣሜሪካ፤ውድቀት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ኪናት ትግራይ - ግንቦት ፲፪.፳፻፲፬ ኣ.ኣ
Axumawian Media Network
Download
7
650+ ሰራዊት ኢ/ያን ኤርትራን ኢዶም ሂቦም!ሰራዊት ኤርትራ ነንርእሶም ተዋዲኦም፣ዝተቐበረ ፈንጂ ዘረባታት ጌታቸው ረዳ፣ሪጋ ዜናታት ዩቲዩብ ፱.፲፪.፲፬ ኣ.ኣ
Axumawian Media Network
Download
8
ተቛውሞ ምሕረት ምሩዃት፣ትሕዝቶ ሰነድ ውናት ብዛዕባ ህወሓት፣ፈተነ መፈንቅለ መንግስቲ፤ ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይን ኤርትራን ብሓባር- ግንቦት ፲፫/፳፻፲፬ ኣ/ኣ
Axumawian Media Network
Download
9
ሲኖደስ ኢ/ያ ጉዕዞ ናብ ትግራ፣ምምላስ መንግስቱ ኃ/ማርያም ናብኢ/ያ፣ኢ/ያ ወደብ ዓሰብ ክትጥቀም -ግንቦት ፲፬.፳፻፲፬ ኣ.ኣ
Axumawian Media Network
Download
10
ስርዓት ብልፅግና ብሓይሊ ምውጋድ ናይግድን፤ፍሉጥ ኮሌነል ኣብ ኣፍደገ ገዛኡ ተቐቲሉ፣ ኣገኘሁ ተሻገር ኽሽለም-ንምንታይ? ሓድሽ ሕጊ ታሊባን -ግ፲፭/፳፻፲፬ ።
Axumawian Media Network
Download
11
ዝገርም መልሲ ኣቡነ ማትያስ፣ማእሰርቲ ፋኖ፣ ኤርትራ ካብ 180 ሃገራት መበል 180፣ ሓዱሽ ምሕዝነት ኣሜሪካን ቻይናን - ግንቦት ፲፮/፳፻፲፬ ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
12
ፃውዒት ሂወት ኣድሕን ! ንመንእሰይ ክብሮምን ንወላዲት ኣኽበረትን- 17/09/2014
Axumawian Media Network
Download
13
ኣብዪን ሰበ ስልጣናት ትግራይን ተራኺቦም። ሰራዊት ኤርትራ እንትሕምሸሽ ለገሰ ቱሉ ታይበለ?ብሽም ሓገዝ ገንዘብ ዘጭበርብሩ ተጋሩ ክኽሰሱ- ግ፳፫.፳፻፲፬ ኣ/ኣኽ
Axumawian Media Network
Download
14
ሓገዝ ባንኪ ዓለም ን ኢ/ያ ንትግራይ መወቀዒ በትሪ፡ ፀላእቲ ትግራይ ንድሕሪት 40 ዓመታት መሊሶምዋ።ሕማም ፑቲንን መልሲ መንግስቲ ሩስያን፡ ግ፳፬.፳፻፲፬ኣ/ኣ
Axumawian Media Network
Download
15
ደቂ ኣንስትዮ ዓሚፅኩም HIV ኣመሓላልፉ፣ምዕፃው ሆስፒታል ዓይደር: ደምነት ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን? ዶ/ር ትምኒት እንመን ዮም ዘፈራርሑዋ? ግ ፳፭.፳፻፲፬
Axumawian Media Network
Download
16
ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይን ዶ/ር ደ/ፅዮንን፣ ሲኖዶስ ኢ/ያ ሎሚ ኸ እንታይ በለ?ዶላርን ባንኪታት ኢ/ያን፤ ኣፍሪካ ኢዳ ትዘርግሕ- ግንቦት ፳፮/፳፻፲፬ ኣ/ኣ
Axumawian Media Network
Download
17
ደብዳብ ነፈርቲ ተፈፂሙ፤ ግልጋሎት ባንኪ ኣብ ትግራይ ተጀሚሩ፤ ኣብዪን ገዱን እንታይ ኣጋነዮም? ፤ ነውፂ ስደተኛታት ኣውሮፖን ኣሜሪካን-ግን ፳፯/፳፻፲፬ ኣ/ኣ
Axumawian Media Network
Download
18
ኣብዪ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ተጋሩ ፖሊስ ፌዴራል ዝፈፀሞ፤ መቕተልቲን መሕነቕትን ኣብ ትግራይ፤ሰራዊት ኤርትራ እንታይ ገጠሞ፤ ናውቲ ጥዕና ትግራይ ኣብ ኤርትራ
Axumawian Media Network
Download
19
ስለ ሃገራውነት ትግራይ ከይድረፍ ተኸልኪሉ፤ ሕ/ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ትግራይ? ትግራይ ዘባሳበሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፋኖ ተቐቲሎም፤ ደብዳብ ሚሳኤል-ግ፳፱.፳፻፲፬
Axumawian Media Network
Download
20
ዜና ትንታነ- ግደ ሚድያታትን ጆኖሳይድ ትግራይ፣ ሩዋንዳን ጀርመንን - ግንቦት ፳፱.፳፻፲፬ ኣ/ኣኽሱማውን
Axumawian Media Network
Download
21
FAO ብዛዕባ ሓረስቶት ትግራይ ዝበሎ፤ ሩስያ ኣኼባ ባይቶ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት ረጊፃ፤ 19 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ ፤ ኢ/ያ ካብ AGOA ምስራዛ- ግ፴/፳፻፲፬
Axumawian Media Network
Download
22
ብኢንጅነር ታደሰ የማነ - ኲናት ሕርሻ ይወላዕ - ሰነ ፩/፳፻፲፬ ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
23
ንትግራይ ዝተበጀተ በጀት መገረሚ፤መንግስታዊ ግልጋሎታት ብቕልጡፍ-ኣሜሪካ፣ነዳዲ ትግራይ ከይኣቱ ተኸልኪሉ፤ኣሳታፊ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።ሰነ ፩/፳፻፲፬ ኣ/ኣ
Axumawian Media Network
Download
24
ዳግማይ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ ትግራይ-ስውር ሽርሒ፤ ህፁፅ ኣዋጅ ጥሜት ኣብ ትግራይ - UN፤ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝወፀ ሓድሽ ፀብፃብ፤ ኦነግን ኦፌኮን።
Axumawian Media Network
Download
25
ሲኖዶስ ናብ ትግራይ ሓገዝ ኣይልእኽን ኢላ ብርሃኑ ጁላ ኣብ ቱርኪ ንምንታይ? ኢ/ያ ካብ ዋንነት ወደብ ተሰሪዛ; ሩስያ ታሪኻዊ ግዝኣታተይ- ሰነ ፫/፳፻፲፬
Axumawian Media Network
Download
26
ስድሪ መሬት ኣሕለሊፍና ኣይንህብን፣ማእሰርቲ ሰበስልጣናት፤ ፍጥጥ ቻይናን ኣሜሪካን ኣብ ታይዋን፤ ኣቦ ወንበር መንበር ተኣሲሩ። ሰነ ፬/፳፻፲፬ ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
27
ምሽጥራዊ ኣኸባ ስለያ ሸዓብያ፤ምዕራብ ትግራይ መፋሰሲ ደም ክኸውን እዩ፤ መንግስታዊ ግልጋሎት ትግራይ ክጅምር እዩ።ዕደላ ፖስፖርት ሩስያ - ሰነ ፭/፳፻፲፬
Axumawian Media Network
Download
28
ምሽጥራዊ ዘተ ኢ/ያን ትግራይን ተቓሊዑ፤ ኣማውታን ስራሕቲን ዳዊት ነጋ፤104 ሰብ ሃፍቲ ጠፊኦም፤300 ሽሕ ቶን ስርናይን ዕፋንን ካብ ባኺኑ- ሰነ ፮/፳፻፲፬
Axumawian Media Network
Download
29
ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ ደብዳቤ ልኢኸን፣ከተማ ጋምቤላ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ፣ውድብ ሕቡራት ሃገራት ረኣዩልና! መ/ትግራይ። ሰነ ፯.፳፻፲፬ ኣ/ኣኽሱ
Axumawian Media Network
Download
30
ሓገዝ ሕብረት ኣውሮፖ ንኢ/ያ?፤ ቅማንት ምስ መንግስቲ ዘተ ኣይቅበልን፤ ዘተ ክሳብ ሐዚ ብኣካል ኣይተጀመረን፤ ምብፃሕ ባይደን ንማ/ይ ምብራቅን-ሰነ ፰/፳፻፲፬
Axumawian Media Network
Download
31
ዝግበር ዘተን ልዝብን ዕውት ኣይኸውንን፤ ኣብዚ ዝግበር ዘተ ኽቅመጥ ዘለዎ ቅድመ ኩነት፤ ስቃይ ተጋሩ ኣብ ዓፋርን ምዕራብ ትግራይን - ሰነ ፱/፳፻፲፬ ኣ/ኣኽ
Axumawian Media Network
Download
32
ልዕሊ10 ኣመራርሓ ብልፅግና ተጨውዮም፤ ኤርትራዊያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ!፤ ኢዜማ ተለጣፊ ብልፅግና እዩ ተባሂሉ፤ ኬንያን ሶማልያን ተፋጢጠን።ሰነ ፲/፳፻፲፬ ኣ/ኣ
Axumawian Media Network
Download
33
ተሳተፍቲ እቲ ጨፍጫፍ እንመን እዮም? መኸተ ቁ-3 ይካየድ ኣሎ ፣ ሲሶ መሬት ትግራይ ዘህግር ልዝብ! ኣመራርሓ ኣብን፣ ሂዩማን ራይትስዎች ኣብ ጉዳይ ትግራይ?
Axumawian Media Network
Download
34
ውሽጣዊ ሕመቓት ትግራይ እንትቃላዕ፤ ሽርሒ ብልፅግና ኣብ ጨፍጫፋት ወለጋን ኣምሓራን፤ ኣኸባ ቻይና ኣብ ምብራቅ ኣፍሪካ ፤ ሕብረት ኣውሮፖ ኣብ ጉዳይ ትግራይ።
Axumawian Media Network
Download
35
ገዕዞ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፖ ንመቀለን ትርጉሙን፣ መንግስቲ ትግራይ ተኸሲሱ፤ ዕግርግር ፖርላማ ኢ/ያ ፤ ዛጊድ 12000 ሰባት ተኣሲሮም።
Axumawian Media Network
Download
36
ካብ ቃልሲ ብያፍራ እንታይ ንመሃር? ኣወዳድቃ ብያፍራውያን ከይንወድቕ !
Axumawian Media Network
Download
37
ደበስ ኣብ ትግራይዝተሰዉኡ ሰራዊት ኤርትራ፤ሕብረት ኣውሮፖኣዳሊኻ- መንግስቲ ኣብዪ፤ብኣየር ሰብኣዊ ሓገዝ መቐለ ኸይኣቱተኸልኪሉ፤FAOንትግራይ 96 ሚልዮንዶላር።
Axumawian Media Network
Download
38
ቻይናን ሩስያንኣብ ልዕሊትግራይ፣ኣቡነ ማትያስ ንትካላት ሃይማኖትን መንግስቲን፤ርክብመንግስቲ ኣብዪንትካላት ሰብኣዊ ሓገዝን፤ባንኪ ዓለም2.3 ቢልዮን ዶላርሓገዝ።
Axumawian Media Network
Download
39
ስውር ርክብ ኤርትራን ኢ/ያን፣ ፋኖ ንወለጋ ክወፍር፤ ፤ ናዕቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፤ 1600 ሰባት ሞይቶም፤ ብዓይነቱ ፍሉይ ምሳኤል ኣብ ተግባር ኽውዕል።
Axumawian Media Network
Download
40
ውሽጣዊ ፍሕፍሕ ትግራይ ናይ ጥዕና ዶ?፣ ወቐሳታት ዘረባ ጌታቸው፣ ጥራዓን ተናሓናሕቲ ወድባት ኣየኒኡ ሓቂ ?
Axumawian Media Network
Download
41
ውድባት ትግራይ ናብ ሚድያ ኣይንቐርብን? ድሕሪ ሐዚ ሕንቁቓት ኣይብልን ! ፤ኪዳነ ኣመነ ብቕልጡፍ ናብሓላፍነቱ ይመለስ፤ ዶ/ር ቴዎድሮስ ኣብ ጀርመን?
Axumawian Media Network
Download
42
ሽርሒ ብልፅግና ኣብ'ዚ ዘተ፤ ዕፅዋ ክንሰብሮ ኢና፤ ዳግም ወራር ኤርትራ፤ በረኸት ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር፤ ጥምረት ግብፅን ሱዳንን።
Axumawian Media Network
Download
43
ኣብዪ ብሕቡእ ኣብ ጉዳይ ዘተ ዝበሎ፤ፖለቲከኛታትኣብ ዝካየድዘተእንታይ በሉ፤ኦሮሞዝተኻየደ ጨፍጫፍንሽርሒብልፅግናን፤ሩስያ ናብ ከቢድ ሓደጋ እትኣትወሎም ውሳነታት።
Axumawian Media Network
Download
44
ኤርትራ ሐዚ እውን ኢ/ያ ክሕግዝ 'የ፤ሓይሊ ትግራይ ንዝቕፅል 15 ዓመት. .፤ስቃይ ተጋሩ ኣብ ዓፋር፤ሐዚ እዉን ሕነይ ክፈዲ እየ፤ልዝብን ዘተን ዝምልከት....
Axumawian Media Network
Download
45
መፍትሒ ውግእ እዩ። ከመይ?፤ ካብ ምፍላሙ ዝፈሸለ ዘተን ልዝብን - ሰነ ፳፬ /፳፻፲፬ ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
46
ሓረስታይ ትግራይ ኣብ ሓደጋ፤ ሞት 300 ሰባት፤ ጨፍጫፍ ወለጋ ብሓይልታት ኣምሓራ - ኦነግ፤ ሰለስተ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ወዲቐን - ሰነ ፳፮/ ፳፻፲፬
Axumawian Media Network
Download
47
ሕገ መንግስቲ ፈሪሱ ድዩ? ዘተን ልዝብን በዚ ሕገ መንግስቲ ምክያድ ከ ንምንታይ?ይረብሐና ዶ ይጎደአና?
Axumawian Media Network
Download
48
ሓገዝ ሕብረት ኣውሮፓ ን ኢ/ያ፤ መንግስታዊ ግልጋሎት ይጀምር፤ ተላባዲ ሕማም ኣብ መዳጎኒ ማእኸል ሰመራ፤ ኤርትራ ብፈንጂ ዝሓፀረን ከባቢታት ትግራይ
Axumawian Media Network
Download
49
ጅምላዊ እስራት ተጋሩ ሽፌራት፤ጅምላዊ ጨፍጫፋት ብልፅግና ይፍፅም ኣሎ- ,ኣብ ልዕሊ እስክንድር ነገ ሓያል፤ ዩክሬን ብገንዘብ ሩስያ 'የ ዳግም ህንፀት ዝገብር።
Axumawian Media Network
Download
50
ንሽዋ ዝተገበረ ወፍሪ ስሕተት እዩ- ጀነራል፤ሚድያታት ዲያስፖራ ኣብ ልዕለና -ወናት፤ ዘተን ልዝብን ብድፍኢት ናይ ደገ ሓይልታት- ኣብዪ።
Axumawian Media Network
Download
51
ብሽም ትግራይ ንኢ/ያ ዝወሃቡ ሓገዛት፤ ደመቀ መኮነን እንታይ በለ?፤ወታደራዊ ሰበስልጣናት ተባሪሮም፤ ርዳእታ እኽልን ነቐዝን፤ መቕተልቲ ቀዳማይ ሚኒስተር....
Axumawian Media Network
Download
52
ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ኢ/ያን ? ኣብ በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ዓለም ንትግራይ ገፃ፤ ኣኸባ ረጊፆም ዝወፁ ዓብዪ በዓል ስልጣን፤ ሐዚ እውን ንስመር-
Axumawian Media Network
Download
53
ትግራይን ኤርትራን ዝገርም, ምትሕንናቕ ኤርትራን ሶማልያን,ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘለው ብሄራት ክልል ይወሃበና፤ ሕገ-መንገስቲ ኢ/ያ ሕጋዊ መቐፀልታ ሃፀያዊነት፤
Axumawian Media Network
Download
54
ጅምላዊ ማእሰርቲ ተጋሩ፤ስቓይ ተጋሩ ዓፋርን ፖለቲካዊ ሽርሑን፤ከይተፈለመ ዝወደቐ ዘተን ልዝብን፤ ሓያል ውግእ ካብ ትማሊ፤ 2.53 ሚልዮን ተምሃሮ ብሰንኪ ኺናት
Axumawian Media Network
Download
55
ሓደጋ ፖለቲካዊ ፍሕፍሕ ትግራይን ድሕረባይታኡን፤ እቲ ስሕተት ኣብ ህወሓት ዶ ተናሓናሕቲ ውድባት?፤ ስምረት ተጋሩ ንናፅነትን ሓርነትን መን እዩ?
Axumawian Media Network
Download
56
ንኢ/ያ ዝግበሩ ሓገዛትን ውድቀትናን፤ኣብ ኪናት እናሃለኻ ሓገዝ ዳግመ ህንፀት- ንምንታይ?፤ብቐተልትና ዳግም እንሞት ህዝቢ..
Axumawian Media Network
Download
57
ፖለቲካዊ ቑጣዐ ተናሓናሕቲ ውድባት፤ ህወሓት ሕጋዊ መንግስቲ ኣይኮነን፤ጃፖን እውን ኣብ ልዕለና...፤ጥቡቕ ቁፅፅርን ማእሰርቲን፤ምስክር ወረቐት ተዋሂቡ።
Axumawian Media Network
Download
58
ብልፅግና ንልዝብ ቅሩብ ኣይኮነን፤ መልእኽቲ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ንህዝቢ ኤርትራ፤ስቓይ ተጋሩ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ፤መምህራን ዩኒቨርስቲ ኣድማ ፀዊዖም።
Axumawian Media Network
Download
59
ምልመላ ሰራዊት ካብ መዳጎኒ ማእኸላት ተጋሩ፤ኣብዪ ንዩኒቨርስቲታትትግራይ ንምንታይ በጀት በጀተ፤ፕ/ር ዘርኢ ሰናይ ኣለምሰገድ ስለ ትግራይ፤ኣሜሪካን ግብፂን ።
Axumawian Media Network
Download
60
ዝገርም ዓለም ለኸ ቅዋም ተጋሩ,FAOህዝቢትግራይ ንምሕጋዝ ዶ ንምጥፋእ፤ ኢሳያስንዳግም ወራር ይዳሎ'ሎ፤ህወሓት ንተናሓናሕቲ ውድባት ኣጠንቑ፣ውዕሎ ሰላማዊ ሰልፊ
Axumawian Media Network
Download
61
ሞትን ስቃይን ተጋሩን ጂኦለቲካዊ ረብሓ፤ ቤ/ክርስትያናት ትግራይ ግልጋሎት ደው ከብላ፤ፍሕፍሕ ፖለቲካ ትግራይ ናብ ዝኸፍአ፣ ንትግራይ ዝግበር ሓገዝ ተነፂጉ።
Axumawian Media Network
Download
62
TDF ብመን ይፈርስ? ውሽጣዊ ፖለቲካ ትግራይ ኣብ ሓደጋ፤ ሓደጋ ዝኾን ህወሓት ዶ ተናሓናሕቲ ውድባት፤
Axumawian Media Network
Download
63
ሃገርነት ትግራይ ንምንታይ?፤ ኣብ ሕቶ ሃገርነት ዝለዓሉ ስኽፍታታት፤ ዶ/ር መዓርግ ኣብ ጉዳይ ሃገርነት፤ 15/11/2014 ኣ.እኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
64
ተዓጊቶም ዝቐነዩ ኣቡነማትያስ፤ ፀጥታ ትግራይ ሓድሽ ፖሊስ እውን ኣይፈትሖን፤ኣብ ትግራይ ኣብ እሱር ዘለው ጋዜጠኛታት,15/11/2014 ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
65
ሰሙናዊ መግለፂ ሳወት!! 16/11/2014 ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
66
መኸተና ውራይ ህልውና ህዝብና ዳኣ እምበር ናብ ዋጋ ዕዳጋ ዝኣቱ ኣይኮነን 17/11/2014 ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
67
ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ትግራይ,ግፍዒ ትግራይ ምስ ገበነኛታት ኮይንኻ ክፃረ,ኣልሸባብ ሰለስተ መዋፈሪ ማእኸላት ኣውዲሙ18/11/2014 ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
68
ክትግራይ ግብሪ ኽእክብ'የ! ዩኒቨርስቲ ደባርቅ ኣብ ምዕራብ ትግራይ,ምህርቲ ሕርሻ ብውሽጣዊ ዓቕሚ፣ደራርቱ ቱሉ? 19/11/2014 ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
69
መንግስቲ ትግራይ ይፍረስ ዶ ይጠናኸር?ሓቢርና ንስራሕ ኸመይ ምፍራስ መንግስቲ ይኸውን? ዘረባ ዶ/ር ደብረፅዮንን ሓቃውነቶምን 20/11/2014 ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
70
ንምንታይ ጆኖሳይድ ዘይተብሃለ?፤እንታይ ንግበር ጀኖሳይድ ኽበሃል?፤ ንብሄራዊ ረብሓ ዝውዕል ዘሎ ህልቀት ትግራይ።21/11/2014 ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
71
ብዘይቅድመኹነት ዝግበር ዘተን መዘዙን፤ብፍርሒ ሩስያ ንኢ/ያ ዝግበር ሓገዝ ገንዘብ፤ምዕራባውያን ንምንታይ ንመንግስቲ ኢ/ያ ሓገዝ ይገብራ ኣለዋ?22/11/14
Axumawian Media Network
Download
72
ህወሓት እዩ ዓንቃፊ ኾይኑ ዘሎ፤ መንግስቲ ኣዲስኣበባ ዝፍሕሶ ሽርሒ፤ክልቲኦም መራሕቲ ብዘይስምምዕ ተፈላልዮም.23/11/2014
Axumawian Media Network
Download
73
ወታደራዊ ዓወትና ንምንታይ ብፖለቲካ ወደቐ,ኣብ ህዝቢ ዓፋርን ትግራይን ዝስራሕ ዘሎ ሽርሒ,ኣልሻባብ ሚኒስተር ሶማል ቀቲሉ 24/11/2014ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
74
ጉዕዞ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፖ ንትግራይ፣ፖለቲካዊ ውድባት ትግራይ ክሓብራ ተፀዊዑ፣ገበናት ስርቂ ኤርትራዊያን ኣብ ኣዲስኣበባ 25/11/2014 ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
75
እዋናዊ መግለፂ ስምረት ተጋሩ ንናፃነትን ሓርነትን 26/11/2014 ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
76
ጉዕዞ ሰብሞያ ዲፕሎማሲ ንመቐለ,ፍጥጥ ኣሜሪካን ቻይናን,ኤርትራ ሰልጢኖም ኣብ ኣዲሳባ ዝተወፈሩ ፋኖ,ኢ/ያ ስደተኛታት ክሱዕዲ ኣይቅበልን 26/11/2014
Axumawian Media Network
Download
77
ምዕራብ ትግራይ በቃ ድዩ ኾይንዎ?፤ ትማሊ ዝወፀ መግለፂ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን መዘዙን፤ሃገርነት ትግራይ ብዓለምለኸ ማሕበረሰብ 27/11/2014ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
78
ጉዳይ ምዕራብ ትግራይ ጉዳይ ኢ/ያ 'ዩ፤ኣብ ውሽጢ ሰሙን ግልጋሎት መንግስቲ ኽጅመር፤ ኪኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ትግራይ ይእተው 28/11/2014ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
79
ሓቃዊ ምስሊ ውድባት ፖለቲካ ትግራይ፤ኣብ ቤትምኽሪ ውድባት ዝተፈጠሩ ኣፈላላያት፤ ፖለቲካዊ ፍሕፍሕ ትግራይ ካበይ ይብገስ?
Axumawian Media Network
Download
80
ቤ/ምኽሪ ውድባት ፖለቲካ ትግራይ ምፍራሱ'ዩ።ካልኣይ ክፋል።30/11/2014 ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
81
ሃገርነት ትግራይ ንምጥፋእ ዝዓለመ ዘተን ልዝብን፤ ሕብረት ኣፍሪካ ገበነኛ ዶ መንጎኛ? ብጥፍኣት ተጋሩ እትድሕን ኢ/ያ ኣላ ዶ?01/12/2014 ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
82
ስግኣት ትግራይ ትሕቲ ሓይልታት ፀጥታይ 'ዩ-ኢ/ያ፤ ጥሜት ትግራይ ኮነ ተባሂሉ ትኹረት ስኢኑ፤ ስቓይ ኣብ ሱዳን ኣዕቂቦም ዘለው ተጋሩ
Axumawian Media Network
Download
83
ቃል ልኡኻት ኣሜሪካን ኣውሮፖን እንታይ ኣፍረየ?፤ፍጥጥ ምዕራባዊያንን ሩስያን ቻይናን ኣብ ኣፍሪካ፤ኣብ ወንዶ ዝሳቀዩ ዘለው ተጋሩ ነበር ኣባላት ምክልኻል
Axumawian Media Network
Download
84
ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ ኣብ አዲስ አበባ፤ መንግስቲ ኢ/ያ ንወራር ይሳናዳእ ኣሎ፤ ክልተ ኣመራርሓ ፖርቲ ስራሖም ለቒቖም፤ ቅነ ማ.ል.ት ብድምቀት ተኸቢሩ።
Axumawian Media Network
Download
85
ስቓይ እንዳ ኣይተ ይብራህ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፤መርኣያ መንነት መሰረት ዝገበረ ግፍዒ ተጋሩ ኣብ ኣዲስኣበባ።06/12/2014 ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
86
ሓዚ 'ውን ምስ ኣምሓራ ክሰርሕ'የ-ኤርትራ፤ ተናሓናሒ ውድብ ናብ ብልፅግናን ሕብረት ኣፍሪካን ደብዳበ ፅሒፉ፤ ካብ ትግራይ ንኣዲሳባ ዝግበር ዘሎ ኢ-ሕጋዊ ጉዕዞ
Axumawian Media Network
Download
87
ወጥሪ ኣዲስኣበባ ሓይሉ'ሎ፤ኣዲስኣበባ ከይኣትው ንምንታይ ተኸልከሉ፤ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ፤መረፃ ኬንያን ስግኣት እቲ ህዝቢን።08/12/2104ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
88
ስቓይ ህዝቢ ኢሮብ፤ኤርትራዊያን ኣብ ኣዲሳባ ኣብ ከበድቲ ገበናት፤ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወታደራት ሶማል ዝርከብሉ ኹነታት፤ሳፋሪ ኮም መሳራሒ ኣሃዳውያን 'ተባሂሉ።
Axumawian Media Network
Download
89
ሓድነት ተጋሩ ከመይ ይረጋገፅ?፤ እታ ዕትሮ ኣይትሰበር እታ ኣንጭዋ እውን ኣይትሕለፍ" ማዕዳ ዶ/ር መዓርግ ታፈረ ኣብ ሓድነትና።10/12/2014ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
90
ሰራዊት ትግራይ ንውግእ ተዳልዩ'ዩ፤ ሽርሒ ህዝቢ ኤርትራ ዳግም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኽለዓል፤ መሰከፊ ሂወት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ 49ሽሕ ተጋሩ ስደተኛታት፤
Axumawian Media Network
Download
91
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዳግም ኺናት ክውልዑ እዮም፤ ሰራዊት ትግራይ ሕጋዊ ትካል ይኹን ተባሂሉ፤ ዓለም ኣብ ልዕሊ ትግራይ ተፀሚማ-ዶ/ር ቴዎድሮስ።
Axumawian Media Network
Download
92
ሓደጋ ወለዶ ትግራይ፤ጥሜት ዝወለዶኽፉእ ውሳነ፤ስቓይ ነበር ሰራዊት ምክልኻል ኢ/ያ፤ንትግራይ ዘቕነዐ ሱዊድናዊ ብዋሕስ ተፈቲሑ፤ ፍጥጥ ቻይናን ኣሜሪካን
Axumawian Media Network
Download
93
ዓለምለኸ ሰብኣዊነት እንትኽበርትግራይ ከ?ንትግራይ ዝኣቱ ዘሎ ርዳእታ እንታይ ይመስል?ኣብ ትግራይ ምስበፅሐ ኣብ ምክፍፋል ዘሎ ፀገም ከ?ተረዳእቲ ዘለዎም ቅርታ
Axumawian Media Network
Download
94
ጉዳይ ትግራይ ብቤ/ም ብሄራዊ ኮሚሽን ዕርቂ ኽፍታሕ?፤ ጉዳይ ምዕራብ ትግራይ ህወሓት ክሓትት የብሉን-መንግስቲ ኢ/ያ,
Axumawian Media Network
Download
95
ሰራዊት ትግራይ ካብ ከባቢታት ሰቖጣ ይውፃእ-ኢ/ያ፤ መንግስቲ ኢ/ያ ኺናት ኣዊጁለይ -መንግስቲ ትግራይ፤ ኣብ ኤርትራ ቐፂሉ ዘሎ ግፋን ጭውያን 16/12/2014
Axumawian Media Network
Download
96
ሕብረት ኣፍሪካ ኣካል መፍትሒ ኣይኮነን ተባሂሉ፤ናብ ደምሒት ተሓፊሶም ዝውሰዱ ዘለው ተጋሩ፣22 ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ከቢድ ሓደጋ፤ ኢ/ያኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ሶማል
Axumawian Media Network
Download
97
እወ ኪናት ጀሚርና ኢና - ኢ/ያ፤ ብምዕራብ ትግራይ እውን..፤ እታ ነፋሪት ኣብ መቐለ ድያ ኣብ ጠረፍ ሱዳን ተወቒዓ?፤መተሓሳሰቢ መጠን ድኽዳኸ ህፃናት ትግራይ
Axumawian Media Network
Download
98
ልስና ንውሽጣዊ ሓርነትን ናፅነትን'ዩ,ባህጊ ሰላምፍርሒ ኣይኮነንተባሂሉ፤ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብዚ ዝተወለዐ ኪናት እንታይ በሉ?ኣብ ትግራይተሰሪቑ ዝተብሃለ ነዳዲ
Axumawian Media Network
Download
99
ደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ትግራይ ክቕፅል'ዩ፤ዛጊድ ኣብ መቐለ 17 ሰባት ሞይቶም ኣለው፤ ዳግም ግፋ ተጋሩ ኣብ ኣዲሳባ።20/12/2014ኣ/ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
100
ሰራዊት ኢ/ያን ኤርትራን ኣብ ምዕራብ ትግራይ፤ዜና ዓወታት ሰራዊት ትግራይ፤ ብሕብረትን ሓልዮትን ንመክት-ሳወት።
Axumawian Media Network
Download
101
ህዝቢ ወላይታ ናብ ኪናትትግራይ ኣይኸትትን,ምቁራፅ ተፃብኦ ዓለምለኸ ማሕበረሰብ ንምትላል'ዩ ነይሩ፤ ላሊበላ ኣብ ትሕቲ ቑፅፅርTDF,ህፁፅኣዋጅ ከተማታት ኣምሓራ
Axumawian Media Network
Download
102
ሰራዊት ኢ/ያን ኤርትራን ብሓባር፤ ንህዝቢ ኤርትራ ዝሓለፈ መልእኽቲ፤ ህፁፅ ኣዋጅ ከተማታት ኣምሓራ፤ ምስ ህዝቢ ኣምሓራ ፀልኢ የብልናን።
Axumawian Media Network
Download
103
ደብዳብ ድሮን ከመይ ንከላኸል?፤ብሰቖጣ ንሳምረ ንምእታው ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ፤ዳግማይ ገበን መንገዲ ኣየር ኢ/ያ።መንግስቲን መራኸብቲ ሓፋሻትን ይቆጠቡ።
Axumawian Media Network
Download
104
ዳግም ድሮናት ዓረብ ኢሚሬት ኣብ ኢድ ኢ/ያ፤ ንትግራይ ሰብኣዊ ሓገዛት ኸይኣቱ መንግስቲ ኸልኪሉ፤ ቃልሲ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ይድግፍ'የ ኢሉ፤ኢ/ያ ደረጃ ሒዛ
Axumawian Media Network
Download
105
ሕልሚ ጎብለልነት ኢሳያስ ኣብ ቅልውላው ኢ/ያ፤ መግለፂ ኣሜሪካ ጉድኣቱን፤ኣቃልቦ ዓለም ለኸ ማ/ሰብ ንኺናት ትግራይ፤ሰራዊት ትግራይ ንምስረታ ሃገር-ሳወት
Axumawian Media Network
Download
106
"ንምንታይ?" ንበል። ንምንታይ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ልዕሌና ዳግም ሞት ፈረዱ?ቅዋም ብኣሜሪካ ዝምራሕ ስርዓት ዓለም ኣብ ልዕለና።
Axumawian Media Network
Download
107
ምዕራብትግራይንምብሓት ዝተፅሓፈመፅሓፍ፤ሰብኣዊ ሓገዛት ንትግራይኸይኣቱ ዝተፈትለ ሽርሒ,ኣብ ልዕሊ ሰላማዊያን ተጋሩዝፍፀም ዘሎ ግፍዒ፤ነበርቲ ሸኸት ናብ መረበቶም
Axumawian Media Network
Download
108
ትኩረት የሚሻ ወቅታዊ የአጋርነት መልእክትና የአቋም መግለጫ ከብሄሮች አጋርነት በኢትዮጵያ
Axumawian Media Network
Download
109
ዓወታት ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ፤ ማዕቀብ ኣሜሪካ ኣብ ኢ/ያ ተናዊሑ፤ ምስግና ንሰራዊት ትግራይ ቀሪቡ፤ ንዲያስፖራ ትግራይ ዝቀረበ ፃውዒት።
Axumawian Media Network
Download
110
ትግራይ ዝተፈፀመ ገበን ዝኣመነ በዓል ስልጣን ኢ/ያ፤ኣብ መቐለ ዝተፈፀመ ደብዳብ ድሮንን መልእኽቱን፤ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ትግራይ እንታይ በሉ?
Axumawian Media Network
Download
111
ባይቶ ፀጥታ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ከይእከብ፤ብ ኦሊሰጎን ኦቦሳንጆ ዝሳለጥ ሰዘ ዕውት ኣይኸውንን፤ ኣብ መቐለ ዝተፈፀመ ደብዳብ ልዕሊ 10 ሰባት ሞይቶም።
Axumawian Media Network
Download
112
ልዕሊ 100ሽሕ ሰራዊት ፀላኢ ተደምሲሱ፣ሙሩኻት ዓለምለኸ ሕጊ ብዝፈቕዶ ስራሕ ጉልበት ይስርሑ፤ሓይልታት ቅማንት ዓወት ሓፊሶም፤ሕብረትኣውሮፖመንግስቲ ኢ/ያ ኾኒኑ
Axumawian Media Network
Download
113
ሐዚ እውን የተሓሳስበኒ እዩ-ኣሜሪካ፤ ኡሁሩ ኬንያታ ልኡኽ ሰላም ኣብ ኪናት ኢ/ያ ኾይኖም፤ ሎሚ ናብ ኤርትራ ዝኣተወ ሰራዊት ኢ/ያ።
Axumawian Media Network
Download
114
ናብ ኪናት ትግራይ ዝወፍሩ ፍሉይ ሓይሊ ክልላት፤ደብዳባት ድሮን መቀለሽረን ካልኦት ከባቢታትን፤ኤርትራ ወታደራት ሶማል ኣይህብን ኢላ፤
Axumawian Media Network
Download
115
ስቓይ ተጋሩ ኣኽበርቲ ሰላም ኣብ ደቡብ ሱዳን - ቀዳማይ ክፋል።
Axumawian Media Network
Download
116
ልዕሊ 300 ሽሕ ሰራዊት ዝተሳተፉሉ ውግእ፣ መሰል ዓርሰ ውሳነ ኽሳለጥ ዩ፣ ኣሜሪካ ሕዚኸ እንታይበለት? መስከረም ፲፩/ ፳፻፲፭
Axumawian Media Network
Download
117
ተምሃሮን ሱራትን ናብ ውግእ፤ሽርሒ ኤርትራ ኣብ ዛላምበሳን ባረንቱን፤ካናዳ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ፅኑዕ ሕቶ ቐሪብዋ፤ ሕስረት ኣሜሪካ
Axumawian Media Network
Download
118
ስቓይ ተጋሩ ኣኽበርቲ ሰላም ኣብ ደቡብ ሱዳን (ኻልኣይን ናይመወዳእታን ክፉል)፤ብዓዶም ጥራሕ እንተይኮነስ ብዓለም ለኸ ትካላት ዝተኽሓዱ ተጋሩ።
Axumawian Media Network
Download
119
ነዳዲ ኦጋዴን ንኣሜሪካ ተዋሂቡ፤ ህፃናት ትግራይ ኣብ ሓደጋ፤ ሓዚ እውን ውፈር ተባሂሉ፤ሸውዓተ ወረዳታት ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር።
Axumawian Media Network
Download
120
በዓል መስቀልን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን። ዓኾኽ ዓኾኻይ ቁንጪ ውፃእ ቱኻን ውፃእ ሰናይ ዘመን ምፃእ።
Axumawian Media Network
Download
121
5 ክ/ሰራዊት ተደምሲሱ፤ኬንያን ሱዳንን ኣብ ትግራይ፤ንትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ኸይኣቱ።
Axumawian Media Network
Download
122
ንምንታይ ዓለም ቆላሕታ ኸሊኣትና? ቀልቢ ዓለም ንምሓዝ ከ እንታይ ንግበር? ማዕዳ ዶ/ር ጎይተኦም (zetseat save adna).
Axumawian Media Network
Download
123
ፍጥጥ ኣምሓራን ኦሮሞን፤ናይ ዓለምና ዝነውሐ ዕፅዋ ተባሂሉ፤ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሻቕሎት፤ደብዳባት ኽቕፅሉ'ዮም።
Axumawian Media Network
Download
124
ኣብ ምዕራብ ትግራይ እንታይ 'ዩ ዝፍፀም ዘሎ? ድሌት ወረርቲ ሓይልታትን መሻርኽቶምን ኣብዚ ኸባቢ...
Axumawian Media Network
Download
125
ኣብ ዴስኣ ዝተፈፀመ ዓወት፤ሰራዊት ትግራይ ኽቆቦ ዝወፀሉ ምኽንያት፤ልዕሊ 100 ክ/ሰራዊት ብኣድያቦ፤ 386 ንፁሃን ዝሞቱሉ።
Axumawian Media Network
Download
126
ሰራዊት ትግራይ ካብ ቆቦ እንትምለስ ዝገጠሞ፤ኬንያን ደቡብ ኣፍሪካን መዛተይቲ ክኾና፤ዳግም ደብዳብ ዓዲ ዳዕሮ፤ስምምዕ ኢ/ያን ኤርትራን ውዱቕ ተባሂሉ።
Axumawian Media Network
Download
127
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝግበር ዘተ ኽዕወት ድዩ?፤እዚ ውግእ ኣብ ትግራይ ደው ኣይብልን፤ዲፕሎማሲያዊ ቓልስና ንምንታይ ወዲቑ?
Axumawian Media Network
Download
128
የአማራ ህዝብ ሆይ ንቃ ፤ጦርነት ይብቃህ። ከ ታምራት ላይኔ ለአማራ ህዝብ የተሰጠ ጠቃሚ ምክር።
Axumawian Media Network
Download
129
መወዳእታ እዚ ውግእ እንታይ እዩ?ተንተንቲ እንታይ ይብሉ?
Axumawian Media Network
Download
130
ወረርቲ ከተማታት ትግራይ ደብዲቦም፤ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ምስ ኢ/ያ ዝነበሮ ውዖሊ ደው ኣቢሉ፤ መንግስቲ ኤርትራ ኣሚኑ።
Axumawian Media Network
Download
131
ትግራይ ሳትላይት ኢንተርኔት ኽኣቱ/ፌስቡክ ኣሸባሪ ተባሂሉ፤ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ዝወሰነቶ፤ መፃረዪ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ትግራይ ይእቶ፤
Axumawian Media Network
Download
132
መቐለ ንምቁፅፃር ዝወፀ ትልሚ፤ ጌጋ ኣብ ባዕልና ዶ ኣብ ማሕበረሰብ ዓለም?፤ ህፁፅ ኣኸባ NATOን ዕላማኡን...
Axumawian Media Network
Download
133
ሓድሽ ምዕባለ ግምባራት ሰሜን ምዕራብ፤ ብዛላምበሳ፣ ራማን ቆቦን ከ?፤ማይክ ሃመር ኣብ ኢ/ያ እንታይ ይገብር 'ሎ? ውጥጥ ኣየርላንድን ኢ/ያን...
Axumawian Media Network
Download
134
ብግንባር ቆቦ ዝተፈፀመ/ብሰሜን ምዕራብ ፀላኢ ኣበይ ከባቢ ይርከብ?/ናይ ሰማይን ምድሪን ደብዳባትን ዕላማኦምን።
Axumawian Media Network
Download
135
ትግራይን በኃይል ማንበርከክ ይቻላልን?/የፌዴራል መንግስት ትግራይ መግባቱ መዘዙ ለሁሉም ነው/ አለም አቀፍ ማ/ሰብ በትግራይ ከፍተኛ ግፍ እየተፈፀመ ነው አሉ።
Axumawian Media Network
Download
136
ኣስክሬን ሰላማውያን ተጋሩ ድራር ኣዛብእ ይኸውን 'ሎ/ወረርቲ ሓይልታት ኣኽሱምን ዓዲግራትን/ክሳብ 800,000 ሰራዊት ኸምዝሞተ።
Axumawian Media Network
Download
137
ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ሙሉእ ኽባ/ሽረ ኣብ ሙሉእ ኽባ ሰራዊት ትግራይ፤ ብግንባር ደቡብ ዝሕፈሱ ዘለው ዓወታት፤ ስግኣታት ዘተን ልዝብን።
Axumawian Media Network
Download
138
ወረርቲ ሓይልታት ንኣኽሱም ዘእቲ መንገዲ ዓፅዮም/ንኣንፈት ተንቤን ዝተመመ ሰራዊት ተሓምሺሹ/ኩነታት ግምባር ራማ/ባይቶ ፀጥታ ኣብ ጉዳይ ትግራይ እንታይ በለ።
Axumawian Media Network
Download
139
ሻቕሎታት እዚ ዘተን ልዝብን፤ መንግስቲ ኢ/ያ፣ መንግስቲ ትግራይ ኣብዚ መድረኽ ዘቕርብዎ ሕቶ፤ ኤርትራኸ ኣብዚ ዘተ ኸመይ ትረአ?
Axumawian Media Network
Download
140
ዓወታት ግምባራት ሰሜን ምዕራብ/ኩነታት ዓዲግራትን እንትጮን/ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ዝኣተዋ ኸተማታት ትግራይ/ ተጀሚሩ ዘሎ ዘተን ልዝብን ኣብ ምንታይ ኩነታት በፅሐ?
Axumawian Media Network
Download
141
ዕጫ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ሓደጋ/ሰራዊት ኢ/ያ ኻብ ትግራይ ኣይወፁን።/ድሌት ኣሜሪካ ኣብዚ ዘተን ልዝብን እንታይ እዩ?
Axumawian Media Network
Download
142
ኤርትራ ፍርሒ ብፍርሒ፤ ሰራዊት ትግራይ ዕጥቆም ዘይፈትሕሉ ምኽንያታት/ኩነታት ዘተን ልዝብን።
Axumawian Media Network
Download
143
መግለፂ መንግስቲ ኢ/ያን ምሽጥራቱን/ ምዕራባውያን ኣብ ጎኒና ዶ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ኢ/ያ?/
Axumawian Media Network
Download
144
እዚ ዘተን ልዝብን ከመይ ይሳለጥ'ሎ?/ዕንቅፋታት እዚ ዘተን ልዝብን እንታይ እንታይ 'ዮም?
Axumawian Media Network
Download
145
ደቡብ ትግራይ ከም ምዕራብ ትግራይ/ትግራይ ንምሕናቕ ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ/ኣብዚ ዘተን ልዝብን ዘከራኽሩ ዘለው ዛዕባታት።
Axumawian Media Network
Download
146
ኣፈታትሓ ዕጥቂ ሰራዊት ትግራይ ኸመይ ይመስል?/እዚ ውዕሊ ዕድል ዶ ሓደጋ?፤ መልእኽቲ ንቑሕ ትግራዋይ ኣርቲስት።
Axumawian Media Network
Download
147
ውሽጣዊ ሕመቕና......እዩ/ውግእ ምቕፃል የዋፀአና ዶ?/ፀገም ትግራይ ኸመይ ብዘላቕነት ይፍታሕ?።
Axumawian Media Network
Download
148
ትግርኛ ትርጉም ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝተፈረመ ሰነድ።
Axumawian Media Network
Download
149
ሓደጋታት እዚ ስምምዕ ሰነድ/እዚ ሰነድ ብኸመይ ይፈፀም ዶ ንበል ወይስ ይቕረ?/ሙሁራት ተጋሩ እንታይ ይበሉ።
Axumawian Media Network
Download
150
ካብ ዘተ ኬንያ እንታይ ንፅበ?/ተሓታትነት እንተዘይነጊሱ እቲ ውዕሊ ሙሉእ ኣየኸውንን/ውጥጥ ሶማልያን ኤርትራን።
Axumawian Media Network
Download
151
ውዕሊ ፕሪቶሪያ ንቕበሎ ኢና - ው.ና.ት/ትግራይ ብሪፈረንደም ሃገር ክትከውን 'ያ።/ህወሓት ካብ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪካ ኽጠፍእ ኣለዎ።
Axumawian Media Network
Download
152
ሓተታ ኣብ ክልተ ዝተገመዐ ህውሓት- ዜና ኣኽሱማውያን
Axumawian Media Network
Download
153
ሰበር ዜና - ዜና ኣኽሱማውያን ምትዕርራይዶ ዕልዋ መንግስቲ ! ምብራር ባዓል ቀይሕ መስመር
Axumawian Media Network
Download
154
ዜና ኣኽሱማውያን፡ዘይቀንዐ ጉዕዞ ደብረፅዮን ንኣዲስ ኣበባ፣ምጅማር ስጉምቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ
Axumawian Media Network
Download
155
ህፁፅ ዜና - ሓዱሽ ወጥሪ ኢትዮ ኤርትራ ዕልዋ መንግስቲ ንምግባር ዝተዳለው
Axumawian Media Network
Download
156
ዜና ኣኽሱማውያን፡ምምልላስ ዓለም ለኸ ዲፕሎማት ናብ መቐለ ፣ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብሰብ ሞያ ሕግን ፖለቲካን
Axumawian Media Network
Download
157
መገሻ ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ናብ ኣብይ ኣሕመድ። ብድምጺ ስኒት
Axumawian Media Network
Download
158
ኣብ ኢድ ፀላኢ ዝወደቐ ትግራዋይ፣ ሻዕብያ ኣብ ባድመ?
Axumawian Media Network
Download
159
ብሽምግልና ዝፍታሕ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ የለን፣ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መቐለ
Axumawian Media Network
Download
160
መረዳእታ ቃልሲ መንእሰይ ትግራይ ዝሓንሸሹ ካብ ተጋዳላይ ሓለዋ ኣመራርሓ ህወሓት
Axumawian Media Network
Download
161
AMN News 101824
Axumawian Media Network
Download
162
ህፁፅ ዜና ኣኽሱማውያን፡ ድሕሪ መረፃ ፕ/ት ጌታቸው እንታይ እዩ ተፈጢሩ? መጥቃዕቲ ድሮውን ኣምሓራ ፋኖ
Axumawian Media Network
Download
163
ዶ/ር ኣብዪ ምስ TDF ክራኸብ፣ ተቛውሞ ማእኸላይ ዞባ
Axumawian Media Network
Download
164
"ብዛዕባ ትግራይ ስቕ ኣይንብልን" እዋናዊ ዛዕባታት ትግራይን ድያስፖራን። ብድምጺ ስኒት
Axumawian Media Network
Download
165
ዜና ኣኽሱማውያን፡ዝቐፀለ ጭዋያ ማእሰርቲ ተጋዳላይ፣ ገምጋም 3ይ መዓልቲ ትእምት
Axumawian Media Network
Download
166
ዜና ኣኽሱማውያን፡ከንቲባ ከተማ መቐለ ተኣጊዱ፣ዘይሕጋዊ ዕደና ወርቂ ኣብ ሽረ
Axumawian Media Network
Download
167
ዜና ኣኽሱማዉያን: ካብ ወልቃይት ብስራት ተሰሚዑ፣ ኩናት ሳልሳይ ዓለም!
Axumawian Media Network
Download
168
ዜና ኣኽሱማውያን፥ኣብ ምድንጋር ዝተፀመዳ ሚድያታት፣ቀፃሊ ውሳነታት ዞባ ምብራቕ
Axumawian Media Network
Download
169
ነኒርእሶም ዝጋጨው ዘረባታት ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤልን ካልኦት ዛዕባታት ትግራይን። ብድምጺ ስኒት
Axumawian Media Network
Download
170
ዜና ኣኽሱማውያ:ኣስመራ ንምሓዝ ዝግበር ወፍሪ ፣ሓይልታት ትግራይ ኣብ ልምዓት
Axumawian Media Network
Download
171
ዜና ኣኽሱማውያን፡ዓለም ዘሰንበደ ፍፃመ፣ኩነታት ዞባ ምብራቕ ትግራይ
Axumawian Media Network
Download
172
ዜና ኣኽሱማውያን፡ዝቐፀለ ሕንፍሽፍሽ ባይቶና፣ዶክተር ኣብይ ብዛዕባ ሻዕብያ ዝተዛረቦ
Axumawian Media Network
Download
173
ዜና ኣኽሱማውያን፡ ኣብ 20 ደቒቓ ውሽጢ ስጉምቲ ክንወስደልኩም ኢና! ብቕትለት ሓበን ዝተጠርጠረ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ።
Axumawian Media Network
Download
174
ዜና ኣኽሱማውያን፡ ማሕበር ተንቤን ንኣርሚ 60 ከሲሱ፣ዝቐፀለ ጨፍጫፍ ክልል ኣምሓራ
Axumawian Media Network
Download
175
ዜና እኽሱማውያን፡ኣብ 3 ኣዋርሕ ጥራሕ 1088 ገበናት፣ ብላድሚር ፑቲን ኣብ መረጻ
Axumawian Media Network
Download
176
መግለፂ ሕጋዊ ህወሓት፣ኣብ ሰለስተ ዓመት ሓርበኛታት መንበሪ ገዛ
Axumawian Media Network
Download
177
ዜና ኣኽሱማውያን፡ምፍፃም ዕልዋ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ፃላኢ ልኣላዊነትን ህዝቢ ኤርትራ
Axumawian Media Network
Download
178
ዜና ኣኽሱማውያን፡ ካብ ዕርቂ ናብ ዕልዋ! ጠንቂ ፀፅታንምቕናስ !
Axumawian Media Network
Download
179
ዜና ኣኽሱማውያን፡ ዝምድናታት ህዝቢ ትግራይን ዓፋርን፣መረፃ ሱማሌላንድ ዘስዕቦ ውጥሪ
Axumawian Media Network
Download
180
ዝፈሸለ ዓመፅ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ዓዲግራት፣ምምራፅ ትራምፕ ፀጋታት ኣብ ትግራይ
Axumawian Media Network
Download
181
ወረርቲ ወርቂ ኣብ ሽረ ዘብፅሕዎ ሓደጋ፣ ዳንሻ ፀገዴ ሑመራ ኣብ ቀረባ
Axumawian Media Network
Download
182
ዜና ኣኽሱማውያን፡ ሓደገኛ ኬሚካል ዝተጠቀሙ ኣብ ቀይዲ ውዒሎም፣ ጀነራል ጻድቃን ገ/ትንሳኤ መጠንቀቅታ ሂቡ
Axumawian Media Network
Download
183
ኣርሚ 60 ካብ ተምቤን ይውፃእ ተባሂሉ፣"ምስ ፌደራል ሓቢርና ኢና" ጌታቸው ረዳ
Axumawian Media Network
Download
184
ዜና ኣኽሱማውያን፡ሰልሞን መዓሾ ኣውፂእዎ፣ ትራምፕ ስደተኛታት ብጅምላ ክሶጉግ
Axumawian Media Network
Download
185
ዜና ኣኽሱማውያን፡ DDR ካብ ፅባሕ ከምዝጅር ተገሊፁ፣ ግዚያዊ ምምሕዳር ሓዳሽቲ ውሳነታት
Axumawian Media Network
Download
186
ዜና ኣኽሱማውያን፡ ግፍዒ ኣርሚ 60 ኣብ ተወልድቲ ተንቤን፣ DDR ንጀነራላት ትግራይ ይምልከት ድዩ?
Axumawian Media Network
Download
187
ዜና ኣኽሱማውያን፡DDR ዘላቒ ሰላም ብዘረጋግፅ ይተግባር፣ ኣመራርሓ ራያ ዓዘቦ ወሲኖም
Axumawian Media Network
Download
188
ዜና ኣኽሱማውያን፡መጠንቀቕታ መንግስቲ ፌደራል ንህወሓት፣ትእምት ኣብ ዕደና የለኹን ኢሉ
Axumawian Media Network
Download
189
ዜና ኣኽሱማውያን፡ከተማ መቐለ ሓዱሽ ከንቲባ ረኺባ፣ ኣብ ትግራይ መቕፃዕቲ ሞት ተፈሪዱ
Axumawian Media Network
Download
190
ዜና ኣኽሱማውያን፡ሓርበኛታት ዘየኽበረት ትግራይ ኣይትኽበርን፣ትግራይ ብቕልፅም ትመሓደረሉ የብቅዕ
Axumawian Media Network
Download
191
ዜና ኣኽሱማውያን፡ኣመሓደርቲ ዞባታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት፣ኣዴታት ህይወተን ይስእና ከምዘለዋ ተገሊፁ
Axumawian Media Network
Download
192
ዜና ኣኽሱማውያን፡ ኣመራርሓ መቐለ ኣብ ጎኒ ግምት፣ ዲያስፖራ ተወለድቲ ዓዲ ግራት ኣጠንቂቖም
Axumawian Media Network
Download
193
ዜና ኣኽሱማውያን፡ትማሊ እንታይ ተዘራሪቦም? ኤርትራ ካብ ዓለም ዝደኸየት ኮይና
Axumawian Media Network
Download
194
ዜና ኣኽሱማውያን፡ ሕማም ትግራይ እንታይ እዩ? ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ወሲኑ
Axumawian Media Network
Download
195
ዜና ኣኽሱማውያን፡ተወለድቲ ዞባ ምዕራብ ኣብ ጎኒ መንግስቲ፣ ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ፀዊዑ
Axumawian Media Network
Download
196
ዜና ኣኽሱማውያን፡ሓገዝ ምምሕዳር መቐለ ንተጋደልቲ፣መንግስቲ ኢ/ያን ሶማልያን ኣብ ቱርኪ
Axumawian Media Network
Download