Channel Avatar

Wetewelete Records @UC0FAb5bAYG5fIVdUWnCiWKQ@youtube.com

200 subscribers - no pronouns :c

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ነአምን በአብ ወነአምን በወልድ ወነአ


About

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።

ነአምን በአብ ወነአምን በወልድ ወነአምን በመንፈስ ቅዱስ፡
አሐዱ ውእቱ አምላክ ፍጹም አሐዱ ውእቱ።


ወተወለጠ ራእዩ በቅድሜሆሙ፡
ወአልባሲሁኒ ኮነ ጸዐዳ ከመ በረድ።


መልክዑ ኣብ ቅድሚኦም ተለወጠ፡
ኣልባሱ ከኣ ከም በረድ ጻዕዳ ኮነ።

ቤት መዝሙር ሓቢርና ነመስግነሉ እዩ።

ኣሕዋት ብሓደ ሓቢሮም ክነብሩ
ነቲ ልዑል ኣምላኽ ስሙ እናዘከሩ
ሰናይ እዩ ጥዑል ኢሉ ብመዝሙሩ
ልቢ ኣምላኽ ዳዊት ብበገና ጌሩ።

መዝሙር ዳዊት

ስብሓት ወክብር ለስሉስ ቅዱስ ይደሉ
አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኲሎ ግዜ
ይእዜኒ ወዘልፈኒ ወለዓለመ ዓለም ኣሜን!

♥️♥️♥️
♥️ መ♥️ መከራ
♥️ ♥️
♥️♥️♥️ ♥️♥️♥️
♥️ ል ቀ ♥️ ቀራንዮ
♥️♥️♥️ ♥️♥️♥️
ል ♥️ ♥️
ደ ♥️ ♥️
ት ♥️ ♥️
♥️ ስ♥️ ስቅለት
♥️♥️♥️
ስብሐት ለእግዚኣብሄር ልዑል
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር
አሜን።